Answer for ምስጋና እንታይ ማለት እዩ?

1. ምስጋና እንታይ ማለት እዩ
– እግዚ/ር ኣምላኽ ስለዝኾነ ብኡኡ ምምሳጥ ማለት እዩ/ ዜና.መ.29:10-13
– ስለዘገርም ባህርያቱን ተግባራቱን ምምስጋን ማለት’ዩ ኢስ 25:1
– ዳግነቱን ብሉጽ ምኻኑን ምውራይ ማለት’ዩ 1ጰጥ 2:9
– ንኣምላኽ ምብራኽን ምኽባርን ማለት’ዩ ዳኒ 4:34
– ንስሙ ምዕባይ ማለት’ዩ መዝ 34:3
– ንኣምላኽ ልዕል ምባል ማለት’ዩ መዝ 99:5
– ንዕኡ ምድናቕን ብኡኡ ምግራምን ማለት’ዩ 2ተሰ 1:10 ይቕጽል…