ኣብ ምሥጢረ ንስሓ ክዕረቐና ዝደሊ ወትሩ ተጸባዪ ኣቦ ( ጥበብ ሲራ.17፣24-28) ኢየሱስ ስብከቱ ክጅምር እንከሎ ‘’መንግሥተ ሰማያት ቀሪባ እያ’ሞ ተነስሑ ብወንጌል እመኑ’’ ብምባል ኣብዚ ምድር’ዚ ተልእኮ ክፍጽም ዝመጻሉ ዕላማ ኅድገት ሓጢኣትን ድሕነት ከም ዝኾነ ኣበሰረ; ሕይወት ክርስቶስ መድሓኒና ከነስተንትን ኣብኡ ድማ ብፍልይ ዝበለ መንገዲ ምስ ገዛእ ርእስና እናተዋሳእና አምላኽ ውሽጥና ክልውጥን ክፍትሽን እናፍቀድና ካብ እግዚኣብሔርን […]