“እቲ እግዚኣብሔር ዝጸንበሮ ሰብ ኣይፍለዮ” (ማቴ.19:6) 1. መእተዊ ቃል-ኪዳን ወይ ምስጢረ ተኽሊል ምስጢር እዩ ምባል እንታይ’ዩ ትርጉሙ? ኣብ ቤተ ክርስትያን ቃል-ኪዳን ምእሳር። እንታይ እዩ ጥቕሙ? ንቃል-ኪዳን ከም ጸዋዕታ እንታይ ዓይነት ምቅርራብ የድልዮ? ኣበየናይ ኲነታት ቃል-ኪዳን ኪፍታሕ ይከኣል? ሕውስ ቃል ኪዳን መዓስ እዩ ዝፍቐድን ዘይፍቀድን? ዚብሉ ሕቶታት ክንምልስ ኢና፣ 2. ትርጉም ምስጢረ ተኽሊል ምስጢረ ተኽሊል ጎይታና […]