እምነት ነቲ ብተስፋ እንጽበዮ ነገር ከም እንረኾቦ ዘረጋግጽ ነቲ ዘይረአ ነገር ከኣ ከም ዘሎ ዘረድእ እዩ፣ ነቶም ናይ ቀደም ሰብ’ውን ብእምነቶም እዩ ዝተመስከረሎም ኩሉ ዓለማት ብቓል ኣምላኽ ከም ዝተፈጥረ እቲ ዚርአ ድማ ካብ ዘይረአ ከም ዝጠፈጥረ ብእምነትና ኢና ነስተውዕሎ። (ዕብ.11:1-3) እምነት መሎኮታዊ ህያብ ኣብ ልቢ ሰባት ኪሓድር ብእግዚኣብሔር ዝተሰኹዐ እዩ። እምነት ነቲ ኩሉ ብኣምላኽ ዝተገልጸ […]