‘’ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ እቲ ንኹሉ ምርዳእና ጸብለል ዚብል ሰላም ኣምላኽ ድማ ንልብኹምን ሓሳብኩምን ብክርስቶስ ኢየሱስ ጌሩ ኺሕልዎ እዩ’’ (ፊሊጲ.4: 6-7); መእተዊ ኣብ ሕይወት ክርስትና ብዙሕ ጊዜ ክርስቲያን ኣመንቲ ጸሎቶም ቅልጡፍን ውጺኢታውን ኮይኑ ኣብ ኣምላኽ ክስማዕ ይደልዩ; ቅዱስ መጽሓፍና እውን እግዚብሔር ጸሎት ሰሚዑ ዝምልስ ኣምላኽ ምዃኑ […]